GEEZ/HABESHA CALENDAR 2024

Geez/Habesha jaarkalender, GEEZ/HABESHA ANNUAL CALENDAR 2024 ግእዝ/ሓበሻ ዓውደ ኣዋርሕ ብኣርባዕተ ቋንቋታት ተጻሕፈት እያ። ግእዝ ሓበሻ ዓውደ ዓዋርሕ 2024 ድጂታል ተዳልያትልኩም ኣላ። ግእዝ ሓበሻ ዓውደ ዓዋርሕ 2024 መሰረታዊ ቋንቋ ሆላንድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ መሰረታዊ ቋንቋ እንግሊዝን ኣምሓርኛን እውን ክትማሃሩሉ ትኽእሉ ኢኺም።  habesha.couture@habesha-couture.com   ኢልኩም ኣዝዙ፣ ብዲጂታል ይኹን ብመልክዕ መጽሓፍ ብምርጫኹም ክሰደልኩም ድልውቲ እየ። ግእዝ/ሃበሻ የአመት መቁጠርያ በአራት … Meer lezen over GEEZ/HABESHA CALENDAR 2024